ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ በዓል መዚ ሕርሻ ከተማ ኣብ ምምዕባል ኣብቲ ሓዱሽ ቀፅሪ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ተዓዚቦም።

በቲ በዓል መዚ ዝተሰናድአ ቀጥታዊ ናሙና ሕርሻ ካልኦት ትካላትን ቤተሰበን እንተዝጥቀምሉ ብሕርሻ ከተማ ኣቢሉ ውሕስነት ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ብተወሳኺ ከተማታት አንተነኣሰ ብኽፋል ንባዕለን ክምግባ ኣለወን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment