ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብኢኖቬሽን ዶት ኮቪድ-19 ዶት ኢቲ (innovation.covid19.et) ኣቢሎም ዝበረታትዑ ሓሳባት ምህዞ እናዓዘቡ ምዃኖም ገሊፆም።

“ኣድህቦናን ዓቐሚናን ውፅኢታዊ ኣብ ዝኾኑ ተግባራት ምግባርና ኢትዮጵያ ንምምዕባል ሓደ ኣካል ኢዩ፤ ዕዉታት ሓሳባት ምህዞ ብምፍጣርን ውፅኢታዊ ተግባር ብምስላጥን ዝማዕበለት ንህነፅ” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment