ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ንነዊሕ እዋን ብሃንቀውታ እናተፀበይናዮ ዝነበረን ሎሚ መዓልቲ ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ዝገበርኩም ኣካላት የመስግን” ኢሎም።

“ብዙሕነትና፣ ባህሊታትና፣ ታሪኻዊ ሓድጊታትናን ሃፍቲታት ተፈጥሮታትናን ናብ ምዕባለ ንገብሮ ጉዕዞ ንምንድርዳር ፍሉይ ዓቕሚ ኣለዎም” ክብሉ ኣብ ፅሑፎም ኣንቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment