ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና – ኣፍሪካ ከምዝሳተፉ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment