ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ምስ ዝኾኑ ኣንቶኒ ካፑኣኖ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ዓውዲ ጉዕዞን ሆስፒታሊቲን ኢትዮጵያ ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም።

ብሃፍቲ ባህሊን ታሪኻዊኻድጊ ትሕዝቶኣን ኢሉ እውን ብዘደንቕ ኣቀማምጣ መልክዓ ምድሪ ትፍለጥ ኢትዮጵያ፤ ኢንዱስትሪ ቱሪዝማ ኣብ ምስፋሕ ትኹረት ከምዝሃበት ምግላፁ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት፡፡

ኣብ መላእ ዓለም 8 ሺሕን 785 ዝኾኑ ጨንፈራትን ናይ ኣድራሻታትን ብመሓዝ ብኣገልግሎት ምትእንጋድን መዕረፊን መሪሕ ዝኾነ ማሪዮት ኢንተርናሽናል ኣብዚ ስራሕ ዕዙዝ ግደ ንኽፃወት ትልሚ ከምዝተትሓዘ እውን ተሓቢሩ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment