ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም።

ቤት ፅሕፈት ኢጋድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ከምዝተሓረዩ እንትንገልፅ ሓበን ይስመዐና ኢሉ።

ናይቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ራእይ መሪሕነት ኣብዚ ቀጣና ንምምዕባል ቱሪዝም ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።

ብተወሳኺ ኣመራርሓ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ብምዃን ምዕባለ ኢኮኖሚ ንምምፃእ፣ ቅርስታትን ከባቢታትን ንምሕላው ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝገብር ኣገንዚቡ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment