ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፃውዒት፥ ሓዱሽ ዓመት ኣውሮፕውያን ኣብ ኢትዮጵያ ንምኽባር ዕላዊ ኣብ ዝኾነ 1 ሚሊየን ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ሃገር ንኸኣትዉ ዝግበር ፃውዒት ንኽቕበሉ ሓቲቶም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment