ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ኣጠናኺሩ ብዘላቕነት ሉኣላውነት ሃገር ምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመና ክርከብ ለውጢ ጀሚሩ ኢዩ፡፡

“ዝተጀመረ ለውጢ እውን መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ሊሚ መዓልቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ዑደት ብምግባር ርኢና ኢና” ኢሎም።

ሰራዊት ምክልኻል ዓለም ለኸ ደረጀኦም ዝሓለዉ ፍርያታት ብምፍራይ በዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቁመና ኣጠናኺሩ ድልዉነቱ ብድንፋዕ፣ ብምርምር ክብ ዝብለሉ መሰረታዊ ለውጢ ምጅማሩ ከምዝተዓዘቡ እውን ገሊፆም፡፡

ነዙይ ኣጠናኺርካ ብምቕፃል ሰራዊት ምክልኻል ኩለመዳይ ናይ ትካል ቁመና ንኽህልዎ ቀፀልቲ ስራሕቲ ከምዝስርሑ ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment