ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ካብ ባዕሎም ዘቐደሙ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክብሉ ዝገለፁዎም ወታደራት፥ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከምዝጎብነዩዎም ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment