ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ እዋኑ እዋን በዓላት ከምዝኾነ ብምሕባር ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሰኛታት እቲ በዓል ምስ ስድረኦም ንምኽባር እናኸዱ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም።

“ንሕና ኣብ ዓቢዪ ወፍሪ ናብ ዓድኹም ንዑ ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ክንቅበል ኢና” ኢሎም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment