ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ አመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ክምርቑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment