ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶማሌ ኣብ ዝህልውም ፃንሒት ኣብቲ ክልል ብድርቂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዑደት ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣልኣዛር ታደለ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment