ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡

ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ምግላፆም ይፍለጥ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment