ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመትን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንተኒዮ ጉተሬዝን ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ “ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብምትኳ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማትን ውፅኢታዊ ናይ ስልኪ ልዝብ ገይረ” ኢሎም።

“ኢትዮጵያ ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይኹን ሕብረት ኣፍሪካ መስራቲት ኣባል ሃገር ከም ምዃና መጠን፣ ሉኣላውነት ሃገር ክብሪ መሰረት ዝገበረ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ተሰጉም ኢያ” እውን ኢሎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment