ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀ/ሚ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኔዘርላድስ ማርክ ሩት ተዛቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ማርክ ሩትን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት እተን ሃገራት ኢዮም ተዛቲዮም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ብዛዕባ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ምልዛቦም ኣፍሊጦም፡፡

ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ዲፕሎማሲ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኔዘርላንድስ ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብ ንቐፃሊ ርክብ መሰረት ከምዝኾነ እውን ኢሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment