ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌን ሓዱሽ ዝተሃነፀ ኤምባሲ ጅቡቲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ኤምባሲ ጅቡቲ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
Comments (0)
Add Comment