ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።

እቲ እንግዶት ምሳሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ተረኺቦም ነቶም ተጋበዝቲ ኣተኣናጊዶም።

ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ፓርክ ሸገር ዝተገበረ እቲ እንግዶት ምሳሕ፥ 500 ዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደራትን ንፀገም ዝተቓዑ ጉድኣት ኣካልን ተረኺቦም።

ብኣልኣዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment