ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ ዓወት ኣብ ታሪኽ ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ ፈላማይ እነትኸውን፥ እታ ኣትሌት ውድድራ  4 : 23 : 24 ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ናይ ውልቀ ምሩፅ ሰዓት ኣመዝጊባ ኢያ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment