ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትረ ፌዴሪኢ ዶክት ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም።

ወራር ዕስለ ኣምበጣ ከብፀሖ ዝኽእል ሓደጋ ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣፍሊጦም።

ኣብ ተተሓሓዝቲ ፅዕንቶታትን ኩነታት ምርግጋዕ ሰላም ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment