ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለን ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።

እቲ ተኸላ ፈልሲ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ብምምልካት ዝተሳለጠ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment