ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም መራሕቲ፥ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ኢዮም ልዝብ ዝገበሩ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም ኢዮም።
ብኣልኣዛር ታደለ
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment