ቀ/ሚ ኣቢይ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ንሕጋዊነት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣፍልጦ ምሃቦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ኣብ ትግራይ ክልል ዝነበረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስለዝተረድኡን ኣፍልጦ ምሃቦምን ምስጋና ኣቕሪቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ “እተን ኣባል ሃገራት ንኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዘርአየኦ ተበግሶ ልዑል ምስጋናይ የቕርብ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment