ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ ገደናን ገምጊሞም።
ልምዓት ኣሕምልቲ ገደና ዝካየደሎም ቦታታት መኖ እንስሳት ከምኡ እውን መዳበሪያ ነመርኣያ ዝፈርሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ማይ ብዘይብኽነት ምጥቃም ምኽኣል፣ ናውቲ ከምብሓዱሽ ኣብ ረብሓ ብምውዓልን ሕፅረት ቦታ ብዘማእኸለ ኩነታት ሕርሻ ምስላጥን ከምዝከኣል ብምርኣይ ነበርቲ እታ ከተማ ሕርሻ ከተማ ንኽትግብሩ ክበረታትዑ ይግባእ ከምዝተብሃለ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።