ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቻርለስ ሚሼል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ተዛቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ “ምስ ቻርለስ ሚሼል ኣብ እቃን ኣኼባ ሕብርት ኣፍሪካ ስለ ዝተራኸብና ደስ ኢሉኒ” ኢሎም።

ኣብ ከይዲ ስምምዕነት ሰላም ዝነበረ ግደ መንግስቲ፣ ኣብ ስራሕቲ ልምዓትን ኣብ ርክብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ እውን ገሊፆም፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment