ቀፃሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ ዕለት መበገሲኡ መስቀል ኣደባባይ ብምግባር ዝጅምር ውድድር ብስታዲየም ኣዲስ ኣበባ፣ ቡናና ሻይ፣ ባልቻ መዕፀፊ፣ ጌጃ ሰፈር፣ 5ኛ መስቀለኛ፣ ኣረቂ ፋብሪካ፣ ሜክሲኮ ሰንጋ ተራ፣ ብሄራዊ ቴኣትር ሆቴል ሃራምቤ፣ ፍል ውሃ፣ ካዛንቺስ፣ ኡራኤል ቤተ ክርስቲያን ናብ ባምቢስ ተዓፂፉ መዕረፊኡ መስቀል ኣደባባ ክገብር ኢዩ፡፡

በመሆኑም ሩጫው ተጀምሮ እስከሚጠናቀቅ የትራፊክ መጨናነቅ እንዳይኖር እና አሽከርካሪዎች አማራጭ መንገዶችን መጠቀም እንዲችሉ ለተሸከርካሪ ዝግ የሆኑ መንገዶችን የአዲስ አበባ ፖሊስ አስታውቋል፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  • ካብ መገናኛ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ 22ን ዘሪሁን ህንፃ
  • ካብ ቦሌ መድሃኔኣለም ናብ ቅዱስ ኡራኤል ቤ/ክርስቲያን ዝወስድ መገዲ ኣብ ኣትላስ መብራህቲ
  • ካብ ወሎ ሰፈር ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ኦሎምፒያ
  • ካብ ጎተራ መሳለጢ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ንኸበድቲ ተሸከርከርቲ ኣብ ኣጎና ሲኒማ ከምኡ እውን ንቀለልቲ ተሽከርከርቲ ኣብ ጥቓ ነበር 4ይ ክፍለ ጦር
  • ካብ ጎፋ ብቂርቆስ ሓዱሽ መገዲ ናብ ለገሃር ዝወስድ መገዲ ኣብ ቅዱስ ቂርቆስ ቤ/ክ
  • ካብ ቡልጋሪያ መዘሪ ናብ ሜክሲኮ ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ንኸበድቲ ተሸከርከርቲ ኣብ ጋሪያ መዘሪ ንቀካብ ከሳር ቤት ናብ ሜክሲኮ ዝወስድ መገዲ ኣብ ከባቢ ኣፍሪካ ሕብረት ትራፊክ መብራህቲ
  • ካብ ልደታ ፀበል ናብ ቅድስት ልደታ ቤ/ክርስቲያን ዝወስድ መገዲ ኣብ ከባቢ ልደታ ፀበል
  • ካብ ጦር ሃይሎች ናብ ሜክሲኮ ዝወስድ መገዲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከባቢ ኑር ህንፃ
  • ካብ ፈረሰኛ ናብ ጌጃ ሰፈር ዝወስድ መገዲ ኣብ ፈረሰኛ መብራህቲ
  • ካብ ሞላ ማሩ ናብ ጌጃ ሰፈር ዝወስድ መገዲ ኣብ ሞላ ማሩ
  • ካብ በርበሬ በረንዳ ናብ 5ኛ ዝወስድ መገዲ ኣብ በርበሬ በረንዳ
  • ካብ ጥቁር ኣንበሳ ሼል ናብ ኢሚግሬሽን ዝወስድ መገዲ ኣብ ጥቁር ኣንበሳ ሼል
  • ካብ ሜትሮሎጂ ናብ ፖስታ ቤት ዝወስድ መገዲ ኣብ ሜትሮሎጂ
  • ካብ ጎማ ቁጠባ ናብ ብሄራዊ ቴኣትር ዝወስድ መገዲ ኣብ ጎማ ቁጠባ
  • ካብ ጎማ ቁጠባ ናብ ኣረቄ ፋብሪካን ሰንጋተራን ዝወስድ መገዲ ኣብ ጥቓ ጎማ ቁጠባ
  • ካብ ቸርችል ጎደና ናብ ለገሃር ዝወስድ መገዲ ኣብ መብራህቲ ኣገር ኣስተዳደር ( ከባቢ ኢሚግሬሽን)
  • ካብ ንግድ ማተሚያ ቤት ናብ ፍልውሃ ዝወስድ መገዲ ኣብ ከባቢ ንግድ ማተሚያ ቤት
  • ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝወስድ መገዲ ኣብ መብራህቲ ፓርላማን መዕፀፊ ኣሮጌው ቄራን
  • ካብ ሴቶች ኣደባባይ ናብ ካዛንቺስን ቶታል ዝወስድ መገዲ ኣብ ሴቶች ኣደባባይ

ካብ ለይቲ ሰዓት 11፡00 ጀሚሩ እቲ ውድድር ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ክኾኑ ኢዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment