ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና” ኣብ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።

ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምዝዛም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።

ኣብ መብርሂኦም ድማ፥ “ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና” ኣብ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ኢዩ” ኢሎም።

እቲ ጉባኤ ጉዕዞ ለውጢ ኣርባዕተ ዓመታትን ጉዕዞ ክልተ ዓማውቲ እቲ ፓርቲን ብዕምቆት ኣብ ዘካየዶ ግምገማ ዘጋጠሙ ፈተናታትን ኣወንታዊ ተሞክሮታትን ከምዝተፈለዩ እውን ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment