ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተሳቲፎም።

ኣብቲ መድረኽ ኣስታት 44 ብዝኾኑ ዓውዲታት ፕሮጀክትታት ልምዓት መገዲ፣ መገዲ ትራነስፖርት፣ ሎጂስቲክስ፣ ባቡርን  ኣየርን መነግስቲ ምስ ውልቀ ሴክተር ክጣመር ብዝኽእለሉ ዕድላት ዘተ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment