ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከምኡእውን ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምዝተረኸቡ ካብቲ ካውንስል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment