ቀዳማይ ሚ/ር ደ/ር ኣቢይ ናብ ኣስመራ ከይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ኣመራ ከይዶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ እንትኣትዉ ብፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ዓብዱላሂን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ምስ ክልቲኦም መራሕቲ ከምዝዛተዩ ገሊፆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment