ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንጉሆ ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት እንትኣትዉ፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኣመራርሓታትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment