ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ብሓባር ብምዃን ኢዮም ዑደት ገይሮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብታ ሃገር ምምርሖም ይዝከር።

ብኣልኣዛር ታደለ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment