ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ኮንሶ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኮንሶ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ዝምዝገብ ዘሎ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ዘመዝግብዎ ዘለዉ ኣመራርሓ ለውጢን ውፅኢትን ብምንኣድ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ ዘረጋግፅ ሰልፊ ኢዮም ኣካይዶም።

“ዓብዪ ጉዕዞ ለውጥና ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ይረጋገፅ፣ ኣብ ዞባ ኮንሶ ወረዳ ሰገን ሰላም ዘናግዑ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብናይ ህዝብና ምትሕብባርን ሓድነትን ሰላም ቀጠና ክነረጋግፅ ኢና፣ ምስ ብልፅግና ውፅኢታውያን ክንከውን ኢና፣ እቲ ለውጢ ዘደናቕፍ ናይ ሽርሒ ፖለቲካ ነውግዝ” ዝብሉ ጭርሖታት ብምሓዝ ኢዮም ሰልፎም ኣካይዶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment