ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም።

እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ሃገረን ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ እትገብሮ ደገፍ ከምእትቕፅል ኣብ እዋን እቲ ዘተ ምግለፀን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ስለዝኾነ መሻርኽቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ፈታኒ እዋን ፍልፍል ሓገዝ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።

ሓድነት ዘለዎ ረብሓ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ብግልፂ ከምዝተዓዘቡ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment