ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም።

ብመሰረት እዚ፥

1 ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል

2 ዶክተር ሊያ ታደሰ- ሚኒስትር ጥዕና

3 ኣይተ ላቀ ኣያሌው- ሚኒስትር እቶት

4 ፊልሰን ኣብዶላሂ- ሚኒስትር ህፃናት፣ ደቂ-ኣኒስቲዮን መናእሰይን ብምዃን ንክሽየሙ ብሕፁዩነት ቀሪቦም ኣለዉ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment