ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ኢትዮጵያ ተመስገን” ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment