ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment