ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ መሓመድ ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ መሓመድ ዛይድ ኣልናህያን ንምርኻብን ምዝታይን ዕድል ፈጢሩልና ኢሎም፡፡

Comments (0)
Add Comment