ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ብሓለቓ ሓምሳ ጋሻዬ ጤናው  ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም።

እቲ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቴአትር ኢዩ ተመሪቑ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ተፈለጥቲ ሰባተን ተረኺቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፃሓፊ ሓለቓ ሓምሳ ጋሻዬ ናይ አንኳዕ ደስ በለካ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቲ መፅሓፍ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ከሕደትን እቲ ጉጅለ ንምድምሳስ ካብ ወፍሪ ሀልውና ጀሚሩ ክሳብ ወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ዝተፈፀሙ ስራሕቲ ወፍሪ ዘርአይ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመላኩ ገድፍ

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment