ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ተዛሪቦም።

“ብሓባር አንትንሰርሕ ሸቶ ውሕስነት ምግብና ይዕወት፤ ፈተናታትና ንሽዕር፤ ሃገርና ትለምዕ” ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment