ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ኮምቦልቻ ተረኺቦም ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ዓለባን ዑደት ኣካይዶም።
ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ሃገር ንምድንፋዕ ዝዓለመ ወፍሪ ‘‘ኢትዮጵያ ተፍሪ’’ ካብ ዝጅመር ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ኣዋርሕ ብፍላይ ካብ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግ ዝርከብ ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ዘዕግብ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment