ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ንዝተበበረሎም ኣቀባብላ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ንዝተበበረሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ዝተገበሩ ስምምዕነታት ናይ ክልቲአን ሃገራት ርክብ ብዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ  ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

ቱርኪ ኣብ  ኢትዮጵያ ቀፃልነት ዘለዎ ዕብየትን ሰላምን ትገብሮ ድጋፍ ከምዘድንቑ  ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment