ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ናይሮቢ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ኬንያ ናይሮቢ ኣቲዮም።
ዊሊያም ሩቶ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኮይኖም ከምዝተመረፁ ይፍለጥ።
ኣብቲ በዓለ ሲመት መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብኣልኣዛር ታደለ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment