ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም።

ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቦሮና ኣቲዮም።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ተዘዋዊሮም ድሕሪ ምዕዛብ ነቲ ፀገም ህፁፅ መፍትሒ ንምሃብ ዘኽእል ኣንፈት ክወሃብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣልኣዛር ታደለ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment