ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም ገዛ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ቅድሚ ሓሙሽተ ሰሙን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ምጅማሮም ይዝከር።

ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኩሎም ዜጋታት ዓቕሚ ንዘይብሎም ክፋላት ማሕበረሰብ እፎይታ ንምሃብ ኣብ ዝግበሩ ፃዕሪታት ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment