ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ገላን ከተማ ናይ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ካልኣይ ዑደት ኣብ ኢንነዱስትሪ ሆራ መክያዶም ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ ዘበናዊ ኢንዱስትሪ ናይ ቡና መቀነባበሪ፣ ስሚንቶ መዐሸጊ መፍረዪ ስራሕቲ ይካየዱ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

ኢንዱስትሪ ምምዕባል ንመርከቢ ሸርፊ ወፃኢ እዛ ሃገር ልዑል ግደ ከምዘለዎ አውን ኣረዲኦም።

ኣብ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ተሳተፍቲ ንኹን ከብሉ ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment