ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ፅባሕ ክህቡ ኢዮም።

ጣቢያና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ዝህብዎ መብርሂን ምላሽን ብቐጥታ ፈነወ ከመሓላልፍ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment