ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዘተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ኣፈላላዮም ብዘተ ነክፈትሑ ፃውዒተይ ኣቕሪበ ኢሎም።

ሱዳን ብብልሓትን ብሱል ዘረባን ደቃ  ሐዚ ካብ ዘላቶ ኩነታት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንክትወፅእ ኢትዮጵያ ዘለዋ እምነት ምርግጋፆም ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment