ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሜሪ ካትሪን ፒ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ጠመተ ብምግባር ምልዛቦም እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment