ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልክ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ምስ ጀስቲን ትሩዶ ውፅታዊ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ከምዝተመያየጡ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment