ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ናፍታሊ ቤኔት ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣበ ዘተኦም ኣብ ክልቲኣዊን ኩ መዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ብተወሳኺ ከልቲኣወ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ቃል ምእታዎም ኣፍሊጦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment